ሳግላ ቢዝነስ ግሩፕ
ዋና ቤት ፅሕፈት
ሽረ እ/ሰ ቀበሌ 04 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ፖስታ ኢትዮጵያ 3ይ ደብሪ
መስራታይ ዝዕድጎ ኣክስዮን
ዋጋ ሓደ ኣክስዮን 500 ሽሕ ብር
ሓደ ሰብ ክሳብ 100 ኣክስዮን ምግዛእ ይኽእል
ዝተገዝኣ ኣክስዮን በቢ ሰለስተ ወርሑ ኣብ ሓደ ዓመት ተኸፊሉ ይውዳእ
5% ስራሕ መካየዲ ይኸፈል
ንዝበለፀ ሓበሬታ: 0930002000/ 0914183550/ 0945774768/ 0946482866/ 0342444444